Source: Wuhanአርእስታት ዜና፡ ክፍለግዝኣት ቪክቶሪያ ሎሚ 9 ተወሰኽቲ ብኮሮናቫይረስ ብምልካፎም ኣብታ ግዝኣት ኣብ ዉሱን ከባቢ ዝረኣዩ ለበዳታት ቀጺሉ። ካብ ዓርቢ ኣትሒዙ ኣብ New South Wales ኣብያተ ብልዒን መስተን መኦኣጹአን ኣብዝከፍታሉ ኣብዝጅምራሉ እዋን ህዝቢ ክጥንቀቕ ክገብር መተሓሳሰቢ ቀሪቡ። ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ደቂ ተባዕትዮ ብክልተ ዕጽፊ ዝያዳ ካብ ደቂ ኣንስትዮ ኣኣብ ጽዑቕ ክንክን intensive care ናይ ሆስፒታል ከምዝ ኣትዉ ሃዲሽ መጽናዕቲ ኣረጋጊጹ። ኣመሪካ ቁተባኣ ንነዊሕ እዋን ሓሸምሸም ዘብል ዝተናወሐ ቁጠባዊ ዉድቀት ኣጋጢምዋ ከምዘሎ ተገሊጹ። ጀርመን ድሕሪ ናይ ክልተ ወርሒ ምዕጻው ኮቪድ-19 ነቲ ስጉምቲ ኣብዚ ቕነ ከተፋኹሶ ክትጅምር እያ።
አርእስታት ዜና፡ ክፍለግዝኣት ቪክቶሪያ ሎሚ 9 ተወሰኽቲ ብኮሮናቫይረስ ብምልካፎም ኣብታ ግዝኣት ኣብ ዉሱን ከባቢ ዝረኣዩ ለበዳታት ቀጺሉ። ካብ ዓርቢ ኣትሒዙ ኣብ New South Wales ኣብያተ ብልዒን መስተን መኦኣጹአን ኣብዝከፍታሉ ኣብዝጅምራሉ እዋን ህዝቢ ክጥንቀቕ ክገብር መተሓሳሰቢ ቀሪቡ። ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ደቂ ተባዕትዮ ብክልተ ዕጽፊ ዝያዳ ካብ ደቂ ኣንስትዮ ኣኣብ ጽዑቕ ክንክን intensive care ናይ ሆስፒታል ከምዝ ኣትዉ ሃዲሽ መጽናዕቲ ኣረጋጊጹ። ኣመሪካ ቁተባኣ ንነዊሕ እዋን ሓሸምሸም ዘብል ዝተናወሐ ቁጠባዊ ዉድቀት ኣጋጢምዋ ከምዘሎ ተገሊጹ። ጀርመን ድሕሪ ናይ ክልተ ወርሒ ምዕጻው ኮቪድ-19 ነቲ ስጉምቲ ኣብዚ ቕነ ከተፋኹሶ ክትጅምር እያ።