ካብ ኣውስትራሊያን ካልእ ሃገራትን ዜናታት 8 ሰነ 2020 ካብ SBS ትግርኛ።
ኣርእስታት ዜና፥
- ኣብ ምሉእ ዓለም ብኮቪድ-19 ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 400,000 በጺሑ።
- ምስቲ ኣብ ኣመሪካ እናገደደ ዝኸይድ ዘሎ ንፍትሒ ጸለምቲ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊታት ዝድግፍ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ተመሳሳሊ ተቓዉሞታት ይግበር ኣሎ።
- ኣብ ኣውስትራሊያ ኣንጻር ደቀባት ዝወርድ ዓመጽ ዝኹንን ተቓዉሞ ተጌሩ።
- ስነስርዓት ምዕዳል ሓድሽ ዜግነት ብርሑቕ ክግበር ድሕሪ ምጽናሕ ገጽ ንገጽ ክወሃብ ክጅመር እዩ።
Share






