SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ኣመሪካ ብኮሮና ቫይረስ ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 100,000 በጺሑ። (ካብ ዕለታዊ ዜና)

SBS Tigrinya News
Source: SBS

ኣርእስታት ዜና፡ ካብ የመን ብዝተተኮሰ ሚሳይል 8 ወተሃደራት ኣብ ዱባይ ተቐቲሎም። ኣብ ኣመሪካ ብኮሮና ቫይረስ ዝሞቱ ልዕሊ 100,000 በጺሑ። ኣብ መንጎ ደቀባትን ደቀባት ዘይኮኑ ኣውስትራሊያዊያን ዕርቂ ክግበር ተታበቕቲ ደቀባት ጸዊዖም። እዋን ኮቪድ-19 ንምስጋር ክከኣል፡ ብመንግስቲ ንስራሓት ዝወሃብ ዘሎ ናይ ደሞዝ ሓገዝ (ጆብኪፐር) ክንዮ ተወጢኑ ዘሎ ዕለት ክቕጽል ከድሊ ከምዝኽእል ኣመሓዳሪ ባንክ ኣውስትራሊያ ገሊጹ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፡ ካብ የመን ብዝተተኮሰ ሚሳይል 8 ወተሃደራት ኣብ ዱባይ ተቐቲሎም። ኣብ ኣመሪካ ብኮሮና ቫይረስ ዝሞቱ ልዕሊ 100,000 በጺሑ። ኣብ መንጎ ደቀባትን ደቀባት ዘይኮኑ ኣውስትራሊያዊያን ዕርቂ ክግበር ተታበቕቲ ደቀባት ጸዊዖም። እዋን ኮቪድ-19 ንምስጋር ክከኣል፡ ብመንግስቲ ንስራሓት ዝወሃብ ዘሎ ናይ ደሞዝ ሓገዝ (ጆብኪፐር) ክንዮ ተወጢኑ ዘሎ ዕለት ክቕጽል ከድሊ ከምዝኽእል ኣመሓዳሪ ባንክ ኣውስትራሊያ ገሊጹ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now