ቅድድም ብሽክለታ ዙር ሮማንዲ 2017 ብዓወት ኣውስትራልያዊ ሪቺ ፖርተ ሰንበት ተዛዚሙ፡ ናትናኤል ብርሃነ ዝነኣድ ውጽኢት ኣመዝጊቡ፡ ኣብ ፍርቂ ማራቶን ኢስታንቡል ተፈራ ደበላ፡ ኣብ ማራቶን ዳሰልደርፍ ከኣ ወልዱ ገብረጻድቕ ካልኣይ ወጺኦም፡ መሓመድ ስዒድ ካብ ስደተኛታት ወለዲ ናብ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኣሜሪካ MLS
Share
Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends