ዙር ፈረንሳ 2017 ብውዕውዕ መንፈስ ይቕጽል፡ ጽጋቡ ግርማይ ፈተነ ምምሏቕ ብምክያድ ንኡድ ምንቅስቓስ የርኢ፡ መኽሰብ ደበሳይ ኣብ ዙር ኦስትርያ ኣብ ካልኣይ መድረኽ ካልኣይ ይወጽእ፡ ኣበባ ኣፈወርቅ ኣብ ማራቶን ጎልድኮስት ትዕወት፡ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሳንዳውንስ 1-0 ተሳዒራ፡
Share
Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends