ሻምፒዮንስ ሊግ ጋንታታት ኣፍሪቃ ዓወት የጓናጽፋ፡ ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ምሕዝነታዊ ግጥም ኣካይደን ብዘይሽቶ ማዕረ ተፈላልየን፡ ናትናኤል ብርሃነ ኣብ ክራይተርዮን ዱ ዶውፊን መኸትኡ ይቕጽል ኣሎ፡ ቡዜ ደሪባ ኣብ ቦስቶን ዓወት ኣመዝጊባ፡ ብሰንኪ ሕማም/ድኻም ልቢ ሃንደበት ወዲቖም ዝሞቱ ቁጽሪ ኣፍሪቃውያን ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ወሲኹ፡
Share
Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends