Weekly Sport (11 05 2017) Source: IAAF Dimensiondata Nikeኣብ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ኢጣልያ ኤርትራዊ ዳንኤል ተኽለሃይማኖት ኣብ ካልኣይ መድረኽ ድሕሪ ዘመዝገቦ ኣደናቒ ዓወት ንጉስ ዓቐበት ምዃን ቀይሕ ነጠብጣብ ኣብ ጻዕዳ ገበር ዝሕብራ ፖልካ ዶት ማልያ ብምልባስ ታሪኽ ሰሪሑ፡ ለተብርሃን ሃይላይን ምዕራፍ ባህታ ኣብ ዝተፈላለዩ ውድድራት ጉያ እግሪ ዓወታት ይጎናጸፋ፡ ብዘርእሰናይ ታደሰን ለሊሳ ደሲሳን ተደፊኡ ብናይክ ዝተደገፈ መደብ ምውዳእ ማራቶን ትሕቲ ክልተ ሰዓታት ንስክላ ከይተዓወተ ተሪፉ፡
ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ኢጣልያ ኤርትራዊ ዳንኤል ተኽለሃይማኖት ኣብ ካልኣይ መድረኽ ድሕሪ ዘመዝገቦ ኣደናቒ ዓወት ንጉስ ዓቐበት ምዃን ቀይሕ ነጠብጣብ ኣብ ጻዕዳ ገበር ዝሕብራ ፖልካ ዶት ማልያ ብምልባስ ታሪኽ ሰሪሑ፡ ለተብርሃን ሃይላይን ምዕራፍ ባህታ ኣብ ዝተፈላለዩ ውድድራት ጉያ እግሪ ዓወታት ይጎናጸፋ፡ ብዘርእሰናይ ታደሰን ለሊሳ ደሲሳን ተደፊኡ ብናይክ ዝተደገፈ መደብ ምውዳእ ማራቶን ትሕቲ ክልተ ሰዓታት ንስክላ ከይተዓወተ ተሪፉ፡