ኣብ ቦትስዋና ዝተረፉ ሰለስተ ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ነበር ምስ ክለብ ቦትስዋና ዳግም ናይ ምጽዋት ተስፋ ይረኽቡ፡ ኢትዮጵያ ኣብ መጻረዪ ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ብጋና ብገፊሕ ትሰዓር፡ ቅድድም ብሽክለታ ክራይተርዩም ዱ ዶፊን ተወዲኡ ዙር ስዊስ ይጅምር፡ መርሃዊ፡ መኽሰብን ጽጋቡን ይሳተፉ፡ ኣብ ቻይና ኣትሌታት ኢትዮጵያ ዓወታት የመዝግቡ።
Share
Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends