SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (18/05/17)

Weekly Sport (18/05/2017)
Source: IAAF Twitter Youtube Joburgpost Dimensiondata

ኤርትራዊ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ፍጹም ሃይለሚካኤል ምስ ሱዳናዊት ጋንታ ኣልሙርቀኒ ክጻወት ፈሪሙ፡ ኣብ ማራቶን ኣስመራ ተስፋማርያም ክፍለማርያምን ኮኾብ ተስፋጋብርን ተዓዊቶም፡ ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ መንገዲ ኦክፐክፐ ኢትዮጵያውያን ልዑል ገብረስላሰን ኣዝመራ ገብሩን ዓብላሊ ዓወት ኣመዝጊቦም፡ ኣብ ናብ ፈለማ ምድባዊ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ሻምፒዮና ጋንታታት ኣፍሪቃ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣንጻር ማሜሎዲ ሳንዳውንስ ኣብ ፕሪቶርያ ገጢማ ብዘይሽቶ ማዕረ ተፈላልያ፡ ጂሮ ዲ ኢታልያ ሳልሳይ ሰሙኑ ሒዙ ይቕጽል፡ ዳንኤል ተኽለሃይማኖት ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ካብ ዘመዝገቦም ዓወታት ዓቂቡ ይጓዓዝ ኣሎ፡

Published

Updated

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኤርትራዊ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ፍጹም ሃይለሚካኤል ምስ ሱዳናዊት ጋንታ ኣልሙርቀኒ ክጻወት ፈሪሙ፡ ኣብ ማራቶን ኣስመራ ተስፋማርያም ክፍለማርያምን ኮኾብ ተስፋጋብርን ተዓዊቶም፡ ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ መንገዲ ኦክፐክፐ ኢትዮጵያውያን ልዑል ገብረስላሰን ኣዝመራ ገብሩን ዓብላሊ ዓወት ኣመዝጊቦም፡ ኣብ ናብ ፈለማ ምድባዊ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ሻምፒዮና ጋንታታት ኣፍሪቃ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣንጻር ማሜሎዲ ሳንዳውንስ ኣብ ፕሪቶርያ ገጢማ ብዘይሽቶ ማዕረ ተፈላልያ፡ ጂሮ ዲ ኢታልያ ሳልሳይ ሰሙኑ ሒዙ ይቕጽል፡ ዳንኤል ተኽለሃይማኖት ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ካብ ዘመዝገቦም ዓወታት ዓቂቡ ይጓዓዝ ኣሎ፡

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now