ሩስያዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ንኢትዮጵያዊ ጋቶች ፓኖም ምስኣ ክጽንበር ኣፈሪማቶ፡ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ስዊስ ተዛዚሙ፡ መርሃዊ፡ መኽሰብን ጽጋቡን ዝድነቕ ውጽኢት የመዝግቡ፡ ብሩክታዊት ደገፋ ኣብ ኣሜሪካ ዓወት ተመዝግብ፡ሓደ ስኮትላንዳዊ ውልቀሰብ ናይ ኩለን ኣባላት ፊፋ ሃገራት ማልያ ይእክብ።
Share
Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends