Weekly Sport (25 05 2017) Source: IAAF Thesun Twitter VishwaGujarat WJTVኣብ ዙር ኢጣልያ 2017 ኣብ መሪሕነት ዝርከብ ቶም ዱሞሊን ኣብ መንጎ ውድድር ክሸይን ወሪዱ ተቐናቐንቱ ሓዲጎሞ ከይዶም: ኢትዮጵያ ጃምላዊ መርመራ ደም ኣትሌታት ኣካይዳ: ኣብ ቻይና ኣብ ዝተኻየደ ዓለምለኻዊ ውድድር ማራቶን ኤርትራዊ ዑቕባይ ገብረትንሳኤ ተዓዋቲ ኮይኑ: ኣብ ሻምፒዮና ኣትለቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ 10000 ሜ ውድድራት ሰንበረ ተፈሪን ኣንዱኣምላክ በልሁን ዘደንቕ ውጽኢታት ኣመዝጊቦም:
ኣብ ዙር ኢጣልያ 2017 ኣብ መሪሕነት ዝርከብ ቶም ዱሞሊን ኣብ መንጎ ውድድር ክሸይን ወሪዱ ተቐናቐንቱ ሓዲጎሞ ከይዶም: ኢትዮጵያ ጃምላዊ መርመራ ደም ኣትሌታት ኣካይዳ: ኣብ ቻይና ኣብ ዝተኻየደ ዓለምለኻዊ ውድድር ማራቶን ኤርትራዊ ዑቕባይ ገብረትንሳኤ ተዓዋቲ ኮይኑ: ኣብ ሻምፒዮና ኣትለቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ 10000 ሜ ውድድራት ሰንበረ ተፈሪን ኣንዱኣምላክ በልሁን ዘደንቕ ውጽኢታት ኣመዝጊቦም: