ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ-ኣፍሪቃዊት ጋንታ ዳይመንሽን ዳታ ናብ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ፈረንሳ ከይተመርጹ ተሪፎም፡ ጽጋቡ ግርማይ ምስ ጋንታ ባሕረይን መሪዳ ተሳትፎኡ አብ ለ ቱር ክቕጽል'ዩ፡ ኣብ ቦዝንያ ሀርዘጎቪንያ ኢትዮጵያውያን አትሌታት ተዓዊቶም: ንኽብሪ ታሪኽ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዝተሰርሐት ሓዳስ ንጽል ዜማ ተዘርጊሓ:
Share
Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends