SKIP TO MAIN CONTENT

ዓበይቲ ብቐረባ ሰቦም ይዕመጹ እዮም፡

Elder abuse - AAP
Elder abuse - AAP Source: Elder abuse - AAP

ብዛዕባ ኣብ ዓበይቲ ዝወርድ ዓመጽ ዘይሰማዕና ክንከውን ንኽ እል ኢና፡ እንተኾነ መንግስቲ ከምዝኣምነሉ ዓሰርተ ሚእታዊ ካብ ዓበይቲ ዓመጽ ይወርዶም። ዝበዝሐ ዓመጽ ድማ ብደቆም፡ ብደቂ ደቆም፡ ብበዓል/ቲ ቤቶምን ቀረባ ፈለጥቶምንዩ። እቲ ዓይነት ዓመጻት ድማ ግብረስጋዊ፡ ፋይናንሲያዊ ኣካላዊን ካልእ ዝተፈላለዩ ዓይታት ዓመጻት ክኸውን ይኽእል'ዩ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብዛዕባ ኣብ ዓበይቲ ዝወርድ ዓመጽ ዘይሰማዕና ክንከውን ንኽ እል ኢና፡ እንተኾነ መንግስቲ ከምዝኣምነሉ ዓሰርተ ሚእታዊ ካብ ዓበይቲ ዓመጽ ይወርዶም። ዝበዝሐ ዓመጽ ድማ ብደቆም፡ ብደቂ ደቆም፡ ብበዓል/ቲ ቤቶምን ቀረባ ፈለጥቶምንዩ። እቲ ዓይነት ዓመጻት ድማ ግብረስጋዊ፡ ፋይናንሲያዊ ኣካላዊን ካልእ ዝተፈላለዩ ዓይታት ዓመጻት ክኸውን ይኽእል'ዩ።

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now