SKIP TO MAIN CONTENT

ኣጠቓቕማ ናይ ነጻ ኣገልግሎት ሕክምና፡ መዲኬር (መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Medicare – AAP
Medicare – Source: AAP

መዲኬር (Medicare)፡ ብመንግስቲ ዝምወል ኣብ ኣውስትራሊያ ንኹሉ ናይ ነጻ ኣገልግሎት ክንክን ጥዕና ዝህብ ስርዓት’ዩ። ናይዚ ኣገልግሎት ተጠቀምቲ ክኾኑ ዝግብኦም፡ ከም ኣብ ሆስፒታል ብነጻ ደቂስካ ምሕካም፡ ሕሱር ዋጋ መድሃኒታትን ዝበሉ ብዙሕ ኣገልግሎታት ሕክምና ትረኽበሉ ኣገልግሎት እዩ። እዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ እዚ ኣገልግሎት ከመይ ይሰርሕ፡ መን’ዩ በዚ ኣገልግሎት ክጥቀም ዝግብኦን ብኸመይ ትምዝገብን ክገልጽ እዩ።

Published

Updated

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

መዲኬር (Medicare)፡ ብመንግስቲ ዝምወል ኣብ ኣውስትራሊያ ንኹሉ ናይ ነጻ ኣገልግሎት ክንክን ጥዕና ዝህብ ስርዓት’ዩ። ናይዚ ኣገልግሎት ተጠቀምቲ ክኾኑ ዝግብኦም፡ ከም ኣብ ሆስፒታል ብነጻ ደቂስካ ምሕካም፡ ሕሱር ዋጋ መድሃኒታትን ዝበሉ ብዙሕ ኣገልግሎታት ሕክምና ትረኽበሉ ኣገልግሎት እዩ። እዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ እዚ ኣገልግሎት ከመይ ይሰርሕ፡ መን’ዩ በዚ ኣገልግሎት ክጥቀም ዝግብኦን ብኸመይ ትምዝገብን ክገልጽ እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now