A child with special needs due to chromosome 8P inversion duplication syndrome with a volunteer. Source: iStockphotoኣብቶም ግዚያዊ ናይ መንበሪ ቪዛ ዘለዎም ጽግዕተኛ ዝኾናን ብሰንኪ ኩነታት ቪዛአን ግዳያት ናይ ስድራ ዓመጽ ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኣብዚ እዋን ለበዳ ኮቪድ-19 ድርብራብ ወጽዓ ይወርደን ከምዘሎ ተጣበቕቲ ይጠርዑ ኣለዉ።
ኣብቶም ግዚያዊ ናይ መንበሪ ቪዛ ዘለዎም ጽግዕተኛ ዝኾናን ብሰንኪ ኩነታት ቪዛአን ግዳያት ናይ ስድራ ዓመጽ ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኣብዚ እዋን ለበዳ ኮቪድ-19 ድርብራብ ወጽዓ ይወርደን ከምዘሎ ተጣበቕቲ ይጠርዑ ኣለዉ።