SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ጎድኒ ሰባት ኮይኖም ዝሰርሑ ሮቦታት ን ኢንዳስትሪታት መግቢን ሕርሻን እናዓብለሉ ይኸዱ።

A robot deals with an egg without breaking it
A robot deals with an egg without breaking it Source: AP

ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስራሕ ኣብክንዲ ሰብ ብማሽናት ስራሓት ክሳለጡ ተራእዮም እዮም። ኣብ ስዓኛ ኣብ ዝቐረበ ኤክስፖ ሓድሽ ማዕበል ናይ ሰብ ልቦና ሮቦታት ቀሪቦም ኔሮም። እዞም ሮቦታት ኣብ ጎኒ ሰባት ኮይኖም ኣብ መግቢን ናይ ሰንዓ ኢንዳስትሪታት ካብ ቀደም ብዝያዳ ክሰርሑ ተኽእሎ ከምዘለዎም ተፈሊጡ ኣሎ።

Published

Presented by Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስራሕ ኣብክንዲ ሰብ ብማሽናት ስራሓት ክሳለጡ ተራእዮም እዮም። ኣብ ስዓኛ ኣብ ዝቐረበ ኤክስፖ ሓድሽ ማዕበል ናይ ሰብ ልቦና ሮቦታት ቀሪቦም ኔሮም። እዞም ሮቦታት ኣብ ጎኒ ሰባት ኮይኖም ኣብ መግቢን ናይ ሰንዓ ኢንዳስትሪታት ካብ ቀደም ብዝያዳ ክሰርሑ ተኽእሎ ከምዘለዎም ተፈሊጡ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now