SKIP TO MAIN CONTENT

ንሰለስተ ደቃ ኣብ ቀላይ ዘእተወት ኣውስትራሊያዊት ጓል ደቡብ ሱዳን ተፈሪዳ

Akon Guode arriving at the court for sentencing (AAP)
Akon Guode arriving at the court for sentencing (AAP) Source: Akon Guode arriving at the court for sentencing (AAP)

ካብ ደቡብ ሱዳን ናብ ኣውስትራሊያ ተሰዲዳ ትነብር ዝነበረት ንደቃ ኣብ መኪና ጽዒና ናብ ሓደ ኣብ መበርን ዝርከብ ቀላይ ኣትያ። ሰለስተ ደቃ ድማ ሞይቶም። ትማሊ ኣብዝወዓለ መጋባኣያ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ን 26 ዓመትን መንፈቕን ኣብ ማእሰርቲ ምስተፈትሐት ድማ ካብ ኣውስትራሊያ ክትስጎግ ተፈሪድዋ፡ ንዝርዝር ትሕዝቶ ኣብዚ ጠውቑ፡፣

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ካብ ደቡብ ሱዳን ናብ ኣውስትራሊያ ተሰዲዳ ትነብር ዝነበረት ንደቃ ኣብ መኪና ጽዒና ናብ ሓደ ኣብ መበርን ዝርከብ ቀላይ ኣትያ። ሰለስተ ደቃ ድማ ሞይቶም። ትማሊ ኣብዝወዓለ መጋባኣያ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ን 26 ዓመትን መንፈቕን ኣብ ማእሰርቲ ምስተፈትሐት ድማ ካብ ኣውስትራሊያ ክትስጎግ ተፈሪድዋ፡ ንዝርዝር ትሕዝቶ ኣብዚ ጠውቑ፡፣

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now