SKIP TO MAIN CONTENT

ተፈጥሮ ከተድንቑን ክትናፈሱን ትደልዩ ዶ፧

Sunrise at Uluru
Sunrise at Uluru Source: Getty Images

ኣውስትራልያ ልዕሊ 500 ሃገራውያን ፓርክታት፡ መላእ ሃገር ዘቋርጹ ኣጻምእ በረኻታት፡ ዱር ጫካታት፡ ኣኽራናትን ማያዊ ኣካላትን ኣለውዋ። ዋላኳ እቲ ቀንዲ ዕላምኦም ነቶም መበቆላውያን ተኽልታት፡ እንስሳታትን ባህልታትን ንምዕቃብ እንተኾነ ህላውነቶም ንኣውስትራልያውያንን በጻሕቲ ካብ ካልኦት ሃገራትን ንክሕጎስሎምዩ።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣውስትራልያ ልዕሊ 500 ሃገራውያን ፓርክታት፡ መላእ ሃገር ዘቋርጹ ኣጻምእ በረኻታት፡ ዱር ጫካታት፡ ኣኽራናትን ማያዊ ኣካላትን ኣለውዋ። ዋላኳ እቲ ቀንዲ ዕላምኦም ነቶም መበቆላውያን ተኽልታት፡ እንስሳታትን ባህልታትን ንምዕቃብ እንተኾነ ህላውነቶም ንኣውስትራልያውያንን በጻሕቲ ካብ ካልኦት ሃገራትን ንክሕጎስሎምዩ።

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now