“ሰብ በብገዝኡ እናሓብኦ’ምበር፡ እዚ ናይ ሓሽሽ/ድራግ ጸገም ኣዚዩ ኣስፋሕፊሑ’ዩ ዘሎ።” ኣቶ ልኡል ፍስሃ

Leul Fesseha Source: Supplied
ኣቶ ልዑል ፍስሃ - ኣብ ቪክቶሪያ ክፍለ ከተም መልተን ኣብ ዲፓርትመንት መንእሰያት ኣማኻሪ ጥዕናን ስልጠናን እዩ። ኣብ መንእሰያት ማሕበረሰባትና እናስፋሕፈሐ ብዛዕባ ዝኸይድ ዘሎ ወልፊታት ሓስሽሽ/ድራግን ክውሰዱ ዝግብኦም ስጉምቲታትን ገሊጹ ኣሎ።
Share