Karrke Aboriginal Cultural Tour, Watarrka, NT Credit: Archie Sartracom /Tourism Australiaናይ ብሓቂ ጽልዋ ዘለዎ ወይ ዘይርሳዕ ተሞክሮ ጉዕዞ ኣውስትራልያ ትደልዩ ኣለኹም ዲኹም፧ እቲ ትደልይዎ በረኻን ጫካታትን፣ መግቢ፣ ስነ ጥበብ ወይ ምዝንጋዕ ይኹን ብዘየገድስ፣ ብሓደ 65000 ዓመታት ምትእስሳር ምስ’ዚ መሬት ዘለዎ ሰብ እናተመራሕኩም ክትፍትሽዎም ትኽእሉ ብዙሓት ምብጻሓት ወይ ቱሪዝም ቀዳሞት ህዝብታት ኣለዉ። ተሞክሮኹም ተዕሙቕዎ ጥራይ ዘይኮነ ንማሕበረሰባት ቀዳሞት ህዝብታት ባህላዊን ቁጠባዊን ዕድላት ንምድንፋዕ’ውን ትሕግዙ’ለኹም ማለት’ዩ።
Published
Updated
By Melisa Compagnoni
Presented by Lowanna Grant, SBS Tigrinya
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ናይ ብሓቂ ጽልዋ ዘለዎ ወይ ዘይርሳዕ ተሞክሮ ጉዕዞ ኣውስትራልያ ትደልዩ ኣለኹም ዲኹም፧ እቲ ትደልይዎ በረኻን ጫካታትን፣ መግቢ፣ ስነ ጥበብ ወይ ምዝንጋዕ ይኹን ብዘየገድስ፣ ብሓደ 65000 ዓመታት ምትእስሳር ምስ’ዚ መሬት ዘለዎ ሰብ እናተመራሕኩም ክትፍትሽዎም ትኽእሉ ብዙሓት ምብጻሓት ወይ ቱሪዝም ቀዳሞት ህዝብታት ኣለዉ። ተሞክሮኹም ተዕሙቕዎ ጥራይ ዘይኮነ ንማሕበረሰባት ቀዳሞት ህዝብታት ባህላዊን ቁጠባዊን ዕድላት ንምድንፋዕ’ውን ትሕግዙ’ለኹም ማለት’ዩ።