SKIP TO MAIN CONTENT

ብዛዕባ ኮኾብ ኩዕሶ ሰኪዐት ማይክል ጆርዳን እትትርኽ ፊልምን መዕለቢ ዘይርከቦ ምንጽጻር ምስ ሌብሮን ጀይምስን

Jordan vs James
Source: Getty Images

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (25/05/2020) * ግጥማት ቡንደስሊጋ ጋንታታት ጀርመን ካልኣይ ሰሙኖም ሒዞም ኣብ ዝቕጽልሉ ዘለው እዋን ናይ ስፐይን ላሊጋ 8 ሰነ ክጅመሩ ምዃኖም ተገሊጹ፡ * ኖርወጃዊ ጃኮብ ኢንገብሪግስተይን ኣብ ከተማ ስታቫንጋር ኣብ ዝተኻየደ ናይ 5ኪሜ ውድድር ጉያ እግሪ መንገዲ ክብረወሰን ናይ ዓዱ ብምስባር ተዓዊቱ፡ * ኣብ ኣሜሪካ ዓሰርተ ክፋላት ዘለዋ ፍሉይ ታሪኽ ህይወት ኩ’ሰኪዐት ማይክል ጆርዳን እትትርኽ ‘ዘ ላስት ዳንስ’ ዘርእስታ ፊልም ዝሓለፈ ሰሙን ተዛዚማ፡ ክትዓት ብዛዕባ ዝበለጸ ተጻዋታይ ኩ'ሰኪዐት ዓለም ካብኡን ካብ ለብሮን ጀይምስን ይቕጽሉ

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (25/05/2020) * ግጥማት ቡንደስሊጋ ጋንታታት ጀርመን ካልኣይ ሰሙኖም ሒዞም ኣብ ዝቕጽልሉ ዘለው እዋን ናይ ስፐይን ላሊጋ 8 ሰነ ክጅመሩ ምዃኖም ተገሊጹ፡ * ኖርወጃዊ ጃኮብ ኢንገብሪግስተይን ኣብ ከተማ ስታቫንጋር ኣብ ዝተኻየደ ናይ 5ኪሜ ውድድር ጉያ እግሪ መንገዲ ክብረወሰን ናይ ዓዱ ብምስባር ተዓዊቱ፡ * ኣብ ኣሜሪካ ዓሰርተ ክፋላት ዘለዋ ፍሉይ ታሪኽ ህይወት ኩ’ሰኪዐት ማይክል ጆርዳን እትትርኽ ‘ዘ ላስት ዳንስ’ ዘርእስታ ፊልም ዝሓለፈ ሰሙን ተዛዚማ፡ ክትዓት ብዛዕባ ዝበለጸ ተጻዋታይ ኩ'ሰኪዐት ዓለም ካብኡን ካብ ለብሮን ጀይምስን ይቕጽሉ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now