Source: Getty Imagesሰሙናዊ መደብ ስፖርት (08/06/2020) ገዲም ኣጥቃዓይ ጋንታ መብራት ሃይልን ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ዝነበረ ፈቃደ ሙለታ ኣብ መበል 66 ዓመት ዕድሚኡ ዓሪፉ፡ ኤርትራዊ መበቆል ዘለዎ ነዘርላንዳዊ ተሰላሚ ወርቂ መዳልያ ፓራሊምፒክ ዳንኤል ኣብርሃም ንቅድድም ቅልጣፈ ግዜ ዝወዳደረላ ብሽግለታ ተጠቒሙ 561 ኪሜ ኣብ ዙርያ ሃገረ ነዘርላንድ ተጓዒዙ፡ ህዝባዊ ኣድማታትን ተቓውሞታትን ዓብዮም ክትርእይ ሕብረት ህዝቢ ክሳብ ክንደይ ኣገዳስን ወሳንን ምዃኑ ትዕዘብ፡ እንተኾነ ግን እቶም ቀየስቲ ህዝቢ ሆ ኣብ ዘይብለሉ እዋን ብውልቆም ንጹር መርገጺ ሒዞም ዝኸዱ ዋጋ ዝኸፍሉ ክሳብ ክንደይ ንፈልጦም
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (08/06/2020) ገዲም ኣጥቃዓይ ጋንታ መብራት ሃይልን ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ዝነበረ ፈቃደ ሙለታ ኣብ መበል 66 ዓመት ዕድሚኡ ዓሪፉ፡ ኤርትራዊ መበቆል ዘለዎ ነዘርላንዳዊ ተሰላሚ ወርቂ መዳልያ ፓራሊምፒክ ዳንኤል ኣብርሃም ንቅድድም ቅልጣፈ ግዜ ዝወዳደረላ ብሽግለታ ተጠቒሙ 561 ኪሜ ኣብ ዙርያ ሃገረ ነዘርላንድ ተጓዒዙ፡ ህዝባዊ ኣድማታትን ተቓውሞታትን ዓብዮም ክትርእይ ሕብረት ህዝቢ ክሳብ ክንደይ ኣገዳስን ወሳንን ምዃኑ ትዕዘብ፡ እንተኾነ ግን እቶም ቀየስቲ ህዝቢ ሆ ኣብ ዘይብለሉ እዋን ብውልቆም ንጹር መርገጺ ሒዞም ዝኸዱ ዋጋ ዝኸፍሉ ክሳብ ክንደይ ንፈልጦም