Fuel pump Dispenser close-up photo on Australian service station Source: iStockphoto / moisseyev/Getty Imagesናህሪ ዋጋታት ነዳዲ ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ኣብ ልዕሊ ናይ ምነባብሮ ባጀት ጸቕጢ ይፈጥር ኣሎ ፡ ብዙሓት ሰባት ድማ ነቲ ክግብርዎ ዝጸንሑ ኣገባብ መጓዓዝያ ይቕይርዎ ኣለው ። እሞ ደኣ መዓልታዊ ንጥፈታትኩም ኸይተሰናኸለ ፡ ወጻኢታት ነዳዲ ንምንካይ እንታይ ክትገብሩ ትኽእሉ ? ኣብዚ ገለ ቀሊልን ግብራውን ገንዘብ ኣብ ነዳዲ ንምቑጣብ ቀሪቡ ኣሎ ።
Published
By Sahil Makkar
Presented by Melissa Compagnoni
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ናህሪ ዋጋታት ነዳዲ ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ኣብ ልዕሊ ናይ ምነባብሮ ባጀት ጸቕጢ ይፈጥር ኣሎ ፡ ብዙሓት ሰባት ድማ ነቲ ክግብርዎ ዝጸንሑ ኣገባብ መጓዓዝያ ይቕይርዎ ኣለው ። እሞ ደኣ መዓልታዊ ንጥፈታትኩም ኸይተሰናኸለ ፡ ወጻኢታት ነዳዲ ንምንካይ እንታይ ክትገብሩ ትኽእሉ ? ኣብዚ ገለ ቀሊልን ግብራውን ገንዘብ ኣብ ነዳዲ ንምቑጣብ ቀሪቡ ኣሎ ።