Football fans in Switerzland hold up photos of football player Diogo Jota after his death in a car accident in north-western Spain. Source: AAP / Peter Klaunzer
ኮኾብ ኣጥቃዓይ ጋንታ ሊቨርፑል ፖርቱጋላዊ ዲየጎ ዦታ ምስ ሓው፣ ኣብ ስፐይን፣ ሓደጋ መኪና ኣጋጢምዎም ድሕሪ ምማቶም ናይ ሓዘን መልእኽታት ይውሕዙ'ለዉ። ሞት'ዚ ወዲ 28 ዓመት ዲየጎ ንኩዕሶ እግሪ ዓለም ኣብ ስንባደ ከምዝኣቱ ገይሩዎ'ሎ። ቅድሚ 10 መዓልታት'ዩ ተመርዕዩ፡ ቅድሚኡ ድማ ሊቨርፑል ፕሪምየርሊግ ክትዕወት ሓጊዙ። Published 5 July 2025 7:00pm
By Haylena Krishnamoorthy
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS
Available in other languages Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ኮኾብ ኣጥቃዓይ ጋንታ ሊቨርፑል ፖርቱጋላዊ ዲየጎ ዦታ ምስ ሓው፣ ኣብ ስፐይን፣ ሓደጋ መኪና ኣጋጢምዎም ድሕሪ ምማቶም ናይ ሓዘን መልእኽታት ይውሕዙ'ለዉ። ሞት'ዚ ወዲ 28 ዓመት ዲየጎ ንኩዕሶ እግሪ ዓለም ኣብ ስንባደ ከምዝኣቱ ገይሩዎ'ሎ። ቅድሚ 10 መዓልታት'ዩ ተመርዕዩ፡ ቅድሚኡ ድማ ሊቨርፑል ፕሪምየርሊግ ክትዕወት ሓጊዙ።