SKIP TO MAIN CONTENT

ግዳያት ሻሸመኔ ብዛዕባ ዝወረዶም መጥቃዕቲ ይዛረቡ

Shashemene victims
Shashemene victims Source: Tsegay Kinfe

ኣብ ሻሸመኔ ካብ ዝነብሩ ልዕሊ 8 ተጋሩ መጥቃዕቲ ከምዝወረዶም ተጸብጺቡ ነይሩ፡ ልኡኽና ናብቲ ተዓቑቦሙሉ ዘለዉ ሆስፒታል ከይዱ ንግዳያት ኣዘራሪቡ ኣሎ። እቶም መጥቃዕቲ ዝወረዶም “እቶም ፈፀምቲ ገበን ደቂ ኦሮምያ ይኹኑ እምበር ብሓሳብን ንዋትን ቀዳሞት ሓፈስቲ ደምና ( ረዳእትና ) ተወለድቲ ኦሮሞ ተቐማጦ ሻሸመኔ እዮም ድማ ይብሉ፡፡ ዝርዝር ትሕዝቶኡ ቀጺሉ ይቐርብ።

Published

By Tsegay Kinfe

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ሻሸመኔ ካብ ዝነብሩ ልዕሊ 8 ተጋሩ መጥቃዕቲ ከምዝወረዶም ተጸብጺቡ ነይሩ፡ ልኡኽና ናብቲ ተዓቑቦሙሉ ዘለዉ ሆስፒታል ከይዱ ንግዳያት ኣዘራሪቡ ኣሎ። እቶም መጥቃዕቲ ዝወረዶም “እቶም ፈፀምቲ ገበን ደቂ ኦሮምያ ይኹኑ እምበር ብሓሳብን ንዋትን ቀዳሞት ሓፈስቲ ደምና ( ረዳእትና ) ተወለድቲ ኦሮሞ ተቐማጦ ሻሸመኔ እዮም ድማ ይብሉ፡፡ ዝርዝር ትሕዝቶኡ ቀጺሉ ይቐርብ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now