The heads of the UN land mine action program for Ethiopia and Sudan have called for more funding and awareness over the munitions, which kill and maim a disproportionate number of children. Credit: AAP
ሓለፍቲ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት መደብ ስጉምቲ ምጽራግ ነተጒቲ ንኢትዮጵያን ሱዳንን ዝያዳ ገንዘብ ክምደብን ኣፍልጦ ብዛዕባ ነተጒቲ፡ ተመጣጣኒ ዘይኮነ ቁጽሪ ህጻናት ዝቐትሉን ዝቆርጹን፡ ክዓዝዝን ጸዊዖም። ትካል መጽናዕቲ ምውራድ ዕጥቃታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘአንግዶ ዓለምለኻዊ ጎስጓስ ንምእጋድ ፈንጅታት ድማ የበግሱ ኣለዉ። Published 23 March 2026 8:30am
By Carl Holm
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS
Available in other languages Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ሓለፍቲ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት መደብ ስጉምቲ ምጽራግ ነተጒቲ ንኢትዮጵያን ሱዳንን ዝያዳ ገንዘብ ክምደብን ኣፍልጦ ብዛዕባ ነተጒቲ፡ ተመጣጣኒ ዘይኮነ ቁጽሪ ህጻናት ዝቐትሉን ዝቆርጹን፡ ክዓዝዝን ጸዊዖም። ትካል መጽናዕቲ ምውራድ ዕጥቃታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘአንግዶ ዓለምለኻዊ ጎስጓስ ንምእጋድ ፈንጅታት ድማ የበግሱ ኣለዉ። Listen to Australian and world news, and follow trending topics with SBS News Podcasts .