PM Hailemariam and Pre of Uganda in Adwa (Mil) Source: PM Hailemariam and Pre of Uganda in Adwa (Mil)ዩኒቨርሲቲ ፓን ኣፍሪቃ ኣብ ዓድዋ ክህነጽዩ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ሃይለማርያም ደሳለኝ፡ ፕረሲደንት ኡጋንዳን ካልኦት ብርክት ዝበሉ መራሒቲ ኣፍሪቃ ነበር ኣብ ስነ-ስርዓት ምንባር እምነ መሰረት ተሳቲፎም። ብዘይካዚ ህዝቢ ኣብ ትግራይ ክህነጽ ተመዲቡ ዝነበረ መገዲ ባቡር ኣብ ምንታይ ኩነታት ከምዘሎ ሓቲቱ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ድማ ፡ ምህናጽ መገዲ ባቡር ኣዝዩ ክቡር ብምዃኑ ምስ ጊዜ ዝረኤ እዩ ዝብል መልሲ ተዋሂቡ፡ ህዝቢ ግና በቲ መልሲ ኣይተሓጎሰን። ብዙሓት ድማ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ቁጠዓኦም ይገልጹ ኣለዉ፡፣
ዩኒቨርሲቲ ፓን ኣፍሪቃ ኣብ ዓድዋ ክህነጽዩ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ሃይለማርያም ደሳለኝ፡ ፕረሲደንት ኡጋንዳን ካልኦት ብርክት ዝበሉ መራሒቲ ኣፍሪቃ ነበር ኣብ ስነ-ስርዓት ምንባር እምነ መሰረት ተሳቲፎም። ብዘይካዚ ህዝቢ ኣብ ትግራይ ክህነጽ ተመዲቡ ዝነበረ መገዲ ባቡር ኣብ ምንታይ ኩነታት ከምዘሎ ሓቲቱ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ድማ ፡ ምህናጽ መገዲ ባቡር ኣዝዩ ክቡር ብምዃኑ ምስ ጊዜ ዝረኤ እዩ ዝብል መልሲ ተዋሂቡ፡ ህዝቢ ግና በቲ መልሲ ኣይተሓጎሰን። ብዙሓት ድማ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ቁጠዓኦም ይገልጹ ኣለዉ፡፣