SKIP TO MAIN CONTENT

ሎሚ ዓለም ምስ ኮረና ቫይረስ፡ ገለ ሃገራት ቀይዲ ይፈትሓ ገለ የጽንዓ ኣለዋ፡ ደሃይ ክታበትከ?

Corona virus
Pope Francis delivers his blessing from his studio window overlooking St. Peter's Square at the Vatican, Sunday, May 31, 2020. (Vatican News via AP) Source: Vatican News

ኣብ መላእ ዓለም ልዕሊ ሽዱሽተ ሚልዮን ሰባት ብኮሮና ቫይረስ ተለኺፎም ካብዚኦም ልዕሊ 368,000 [[386, 539]] ምማቶም ተገሊጹ ኣሎ። ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ናይ 2019 እዚ ቫይረስ ኣብ ቻይና ካብ ዝኽሰተሉ ኣትሒዙ ኣብ ልዕሊ 210 ሃገራትን ግዝ ኣታትን መልከፍቱ ቀጺል ኣሎ። ..... እዚ ዝቕጽል ጸብጻብ ኣብዚ እዋን ኣብ መላእ ዘሎ ኩነታት ለበዳ ክገልጽ እዩ።

Published

Updated

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ መላእ ዓለም ልዕሊ ሽዱሽተ ሚልዮን ሰባት ብኮሮና ቫይረስ ተለኺፎም ካብዚኦም ልዕሊ 368,000 [[386, 539]] ምማቶም ተገሊጹ ኣሎ። ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ናይ 2019 እዚ ቫይረስ ኣብ ቻይና ካብ ዝኽሰተሉ ኣትሒዙ ኣብ ልዕሊ 210 ሃገራትን ግዝ ኣታትን መልከፍቱ ቀጺል ኣሎ። ..... እዚ ዝቕጽል ጸብጻብ ኣብዚ እዋን ኣብ መላእ ዘሎ ኩነታት ለበዳ ክገልጽ እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now