SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ኣመሪካን ኣውሮጳን፡ ምስ ኮሮና ቫይረስ ምትእስሳር ዘለዎ ንቖልዑ ዘሕምም ዘሎ ሕማም ንወለዲ የሻቕል።

Novel Coronavirus SARS-CoV-2
Novel Coronavirus SARS-CoV-2, yellow, emerging from the surface of cells, blue/pink, cultured in the lab. (NIAID-RML via AP) Source: AAP

ምስ ኮቪድ-19 ዝተኣሳሰር ሳሕቲ ኣብ ቆልዑ ዝርአ ዘሎ ሕማም፡ ወለዲ ከይጭነቑ ሰብ መዚ ከተሃዳድኡ ጀሚሮም። ኣብ ኒው ዮርክ ምስዚ ጉዳይ ዝተሓሓዝ ሰለስተ ቆልዑ ምስሞቱ ሰብ መዚ ኣመሪካ ናይ መጠንቀቕታ ጻዊዒት ዝገበሩ ኮይኖም፡ ተመሳሳሊ ኩነታት ኣብ ዓዲ እንግሊዝ፡ ጥልያንን ፈረንሳን ተራእዩ ኣሎ። ዛጊት ምስዚ ዝተኣሳሰር ሕማም ኣብ ኣውስትራሊያ ኣይተራእየን ዘሎ፡ ዝርዝር ጸብጻብ ከምዚ ዝስዕብ ይቐርብ፡

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ምስ ኮቪድ-19 ዝተኣሳሰር ሳሕቲ ኣብ ቆልዑ ዝርአ ዘሎ ሕማም፡ ወለዲ ከይጭነቑ ሰብ መዚ ከተሃዳድኡ ጀሚሮም። ኣብ ኒው ዮርክ ምስዚ ጉዳይ ዝተሓሓዝ ሰለስተ ቆልዑ ምስሞቱ ሰብ መዚ ኣመሪካ ናይ መጠንቀቕታ ጻዊዒት ዝገበሩ ኮይኖም፡ ተመሳሳሊ ኩነታት ኣብ ዓዲ እንግሊዝ፡ ጥልያንን ፈረንሳን ተራእዩ ኣሎ። ዛጊት ምስዚ ዝተኣሳሰር ሕማም ኣብ ኣውስትራሊያ ኣይተራእየን ዘሎ፡ ዝርዝር ጸብጻብ ከምዚ ዝስዕብ ይቐርብ፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now