Nurses pray before applying vaccines against flu at a church in Buenos Aires, Argentina. 11 April 2020. Source: AAP. Source: AAPኣብ ምሉእ ዓለም ዝርከቡ ሳይንሰኛታት ናይ ኮቪድ-19 ክታበት ንኽረኽቡ ኣብ ከቢድ ናይ ጉያ ጻዕሪ ይርከቡ ኣለዉ። ነቲ ዝገብርዎ ዘለዉ ጻዕሪ ዝሕግዝ ኣዝዩ ብዙሕ ዝኾነ ምወላ’ውን ይረኽቡ ኣለዉ። በዚ ዝኸይድ ዘሎ ናይ ማራቶን ጉያን ዝፈሶ ዘሎ ዘይተኣደነ ቢልሊዮናት ዶላራት እዚ ክታበት ወይ መድሃኒት ቀልጢፉ ክርከብዶ ይኸውን፧
ኣብ ምሉእ ዓለም ዝርከቡ ሳይንሰኛታት ናይ ኮቪድ-19 ክታበት ንኽረኽቡ ኣብ ከቢድ ናይ ጉያ ጻዕሪ ይርከቡ ኣለዉ። ነቲ ዝገብርዎ ዘለዉ ጻዕሪ ዝሕግዝ ኣዝዩ ብዙሕ ዝኾነ ምወላ’ውን ይረኽቡ ኣለዉ። በዚ ዝኸይድ ዘሎ ናይ ማራቶን ጉያን ዝፈሶ ዘሎ ዘይተኣደነ ቢልሊዮናት ዶላራት እዚ ክታበት ወይ መድሃኒት ቀልጢፉ ክርከብዶ ይኸውን፧