Both the Aboriginal and Torres Strait Islander flags are flown alongside the Australian national flag Source: AAP / AAP Image/Mick Tsikasህዝብታት ኣቦርጂንን ቶረስ ስትረይት ኣይላንደራዊያንን ኣብ ቅዋም ኣውስትራልያ ኣፍልጦ ከምዘይብሎም ትፈልጡዶ? ኣብ ቅዋም ኣውስትራሊያ ናይ ደቀባት ድምጺ ኣብ ፓርላማ ‘Voice to Parliament’ ንምእታው ፈደራል መንግስቲ ኣውስትራላዊያን ብረፈረንደም ድምጾም ክህቡ መዲቡ ኣሎ። ስለዚ እዚ ረፈረንደም እንታይ እዩ? ኣብ ኣውስትራሊያ ድምጾም ክህቡ መሰል ዘለዎም መን’ዮም? እዚ ድምጺ ንፓርላማ እንታይ እዩ ክገብር?
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ህዝብታት ኣቦርጂንን ቶረስ ስትረይት ኣይላንደራዊያንን ኣብ ቅዋም ኣውስትራልያ ኣፍልጦ ከምዘይብሎም ትፈልጡዶ? ኣብ ቅዋም ኣውስትራሊያ ናይ ደቀባት ድምጺ ኣብ ፓርላማ ‘Voice to Parliament’ ንምእታው ፈደራል መንግስቲ ኣውስትራላዊያን ብረፈረንደም ድምጾም ክህቡ መዲቡ ኣሎ። ስለዚ እዚ ረፈረንደም እንታይ እዩ? ኣብ ኣውስትራሊያ ድምጾም ክህቡ መሰል ዘለዎም መን’ዮም? እዚ ድምጺ ንፓርላማ እንታይ እዩ ክገብር?