ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ መደብና፡ ብዛዕባ መንበሪ ቪዛ ኣብ ኣውስትራሊያ ንወለዲ ዝምልከት እዩ። ኣብዚ መደብ ነቶም ኣብ ኣውስትራሊያ ብዝተፈላለየ ምኽንያት መጺኦም እዚ ሃገር ከምዓዶም ገይሮም ዝነብሩ ዘለዉ ንወለዶም ብቐዋሚ ምስኦም ንኸንብሩ ዘሎ ናይ ኣውስትራሊያ ናይ ቪዛ ዓይነታት ንወለዲ ክድህስስ እዩ።
Share
Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends