SKIP TO MAIN CONTENT

ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን (03/05/2017)

HoA News (04/05/2017)
HoA News (04/05/2017) Source: Sudantribune Jpost Reuters Gagrule

ዓመታዊ ተርታ መለክዒ ግሎባዊ ፕረስ ኤርትራን ሰሜን ኮርያን ኣብ መወዳእታ የቐምጠን፡ ግብጺ ኣብ ኤርትራ ወተሃደራዊ መደበር ክትከፍት ትውጥን ኣላ ዝብሉ ሓቅነት የብሎምን ተባሂሉ፡ እስራኤል ሓተትቲ ዑቕባ 20% ካብ ክፍሊቶም ካብ እስራኤል ክሳብ ዝወጹ ከይወሃቦም ዝኽልክል ሓድሽ ሕጊ ኣዊጃ፡ ኣብ ዶባት ኢትዮጵያን ሱዳንን ምስግጋር ሰባትን ምምሕልላፍ ዕጸፋርስን ደው ንምባል ሓደ ጥሙር ናይ ክልቲኤን ሓይሊ ምክትታል ከምዝጀመረ ተፈሊጡ፡

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዓመታዊ ተርታ መለክዒ ግሎባዊ ፕረስ ኤርትራን ሰሜን ኮርያን ኣብ መወዳእታ የቐምጠን፡ ግብጺ ኣብ ኤርትራ ወተሃደራዊ መደበር ክትከፍት ትውጥን ኣላ ዝብሉ ሓቅነት የብሎምን ተባሂሉ፡ እስራኤል ሓተትቲ ዑቕባ 20% ካብ ክፍሊቶም ካብ እስራኤል ክሳብ ዝወጹ ከይወሃቦም ዝኽልክል ሓድሽ ሕጊ ኣዊጃ፡ ኣብ ዶባት ኢትዮጵያን ሱዳንን ምስግጋር ሰባትን ምምሕልላፍ ዕጸፋርስን ደው ንምባል ሓደ ጥሙር ናይ ክልቲኤን ሓይሊ ምክትታል ከምዝጀመረ ተፈሊጡ፡

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now