Watch

ናይ ሃገር መራሒ ኮይንካ ኣብ ለይታዊ ትልሂት ምስዕሳዕ ይከኣል ድዩ፧

Published
ቀዳመይቲ ሚኒስተር ፊንላንድ ሳና ማሪን ምስ ፈተውታ ኽትስዕስዕ ስለተራእየት ኩነኔ ወሪድዋ ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነዝ ግና ብቢራ ስለ ዝተሓጐሰ ኣድናቖት ርኺቡ። እዚ ሓደ ካብቲ ንደቂ ኣንስትዮ ብ"ድርብ መለክዒ" ዝጥመቱ ምዃኑ ክኢላታት ይገልጹ።
Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now