ተሓጋጋዚ ፕሮፌሰር መረሳ ጸሃየ ካብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ፡ ክፍሊ ፖለቲካዊ ሳይንስን ስትራተጂካዊ መጽናዕትታን፡ ንእዋናዊ ኩነታት ኣብ ኢትዮጵያ ዝምልከት ብዛዕባ ዝተፈጥሩ ሓደስቲ ምዕባለታት ትንተና ሂቡና። ቀዳማይ ክፋል ንምኽፋት ዶብ ሑመራ-ኦምሓጀርን ኣብ ዙርይኡ ዝተራእዩ ፍሉያት ምዕባለታትን ክድህስስ'ዩ።
Share
LIVE, FREE and EXCLUSIVE starting June 12 2026

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends


