Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ኤርትራን ቦትስዋናን ኣብ መጻረዪ ግጥም ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ክራኸባ ተመዲበን፡ ምስዋር ተጻወቲ ይድገም ዶ ይኸውን፧

Source: Guardian

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (24/01/2022)* ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓመታዊ ‘ዓቢይ ጉያ ኢትዮጵያ’ 2022 ተኻይዱ ያለምዘርፍ የኋላው ተዓዊታ፡ ምስ’ቲ ዘሎ ህሉው ኩነታት ኣብ ኢትዮጵያ ብሓፈሽኡን ምስ በዓል ጥምቀት ተኣሳሲሩ ኣብ’ታ ከተማ ብፍላይ ክረአ ዝጸንሐ ወጥርን እዚ ውራይ ተስፋ ዝህብ’ዩ ክብሉ ገለ ተንተንቲ ገሊጾም፡* ኣብ 2023 ኮትዲቭዋር ተአንግዶ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ መባእታዊ መጻረዪ ግጥማት ዘካይዳ ሃገራት ዕጫታት ወዲቑለን መጋጥምተን ፈሊጠን፡ ኤርትራ ኣንጻር ቦትስዋና ክትገጥም ስለዝበጽሓ ቅድሚ 7 ዓመት ዘጋጠመ ተዘክሮ ምጥፋእ ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኣልዒሉ፡* ግጥማት ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ካሜሩን 2021 ናብ ግጥማት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ኣብ ዝበጽሓሉ ሰንበት ሓያል ጋንታ ናይጀርያ ብቱኒዝያ ክትግለፍ እንከላ ቡርኪናፋሶ ንጋቦን ብፍጹም ቅላዕ መቕጻዕቲ ስዒራታ፡* ኣብ’ዚ ውራይ ክሳብ ሕጂ ብዙሓት ነጥበ መቐይሮታትን ዘገርሙ ውጽኢታትን ተመዝጊቦምን ምምዝጋብ ይቕጽሉን ኣብ ዘለውሉ እዋን ገለ ሓያላት ሃገራት ብጓዊ ክምለሳ እንከለዋ ካልኦት ተስፋ ሰኒቐን

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኤርትራን ቦትስዋናን ኣብ መጻረዪ ግጥም ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ክራኸባ ተመዲበን፡ ምስዋር ተጻወቲ ይድገም ዶ ይኸውን፧ 24/01/2022 11:54 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (04 ሓምለ 2022) 04/07/2022 57:26 ...
"ዘየዳግም ስጉምቲ ክንወስድ ኢና።" ፊ/ማ/ብርሃኑ ጁላ። "ብሓይሊ ኮነ ብሰላም ኣገዳሲ ምድላው ንገብር ኣለና" ጀ/ ታደሰ ወረደ 04/07/2022 09:55 ...
ክትዕ፣ ቆይቂ፣ ጸርፊን ነገርን ዘብዝሕ ኣውስትራልያዊ ኮኾብ ቴኒስ ኒክ ኪርዮስ ርእይቶ ሰባት ይመቓቕል 04/07/2022 11:27 ...
"ኣፍሪቃዊያን መንእሰያት ፖሊስ ኮይኖም ክሰርሑ ኢና ንሕግዞም ዘለና።" ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ ኣካያዲ Africause 04/07/2022 14:05 ...
ሆንግኮንግ ናብ ቻይና ዝተረከበትሉ መበል 25 ዓመት ኣብተኽብረሉ፡ ምስ ቻይና ምጽንሓ ረቢሓዶ ተጎዲኣ፧ 03/07/2022 04:59 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (30 ሰነ 2022) ፖድካስት 30/06/2022 55:12 ...
ኮሚሽነር ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ዘሎ ወጥሪ ሃዲኡ ብልዝብ ክፍታሕ ጸዊዖም። 30/06/2022 17:17 ...
ኔቶ ንዩክሬን ቀታሊን ዘይቀታሊን ሓገዝ ክህብ ቃል ይኣቱ። ቱርኪ ንሽወደንን ፊንላንድን ናብ ኔቶ ንምጽንባር ከተስምዖ ዝጸንሐት ተቓውሞኣ ተልዕል 30/06/2022 05:20 ...
"ምምህርና ፍልጠትካን ትምህርትኻን ንኽትውስኽ ዝሕግዝ ሞያ እዩ።" ዝርርብ ምስ መም/ ጀማል እኩድ 29/06/2022 12:56 ...
View More