Victorian Multiultural Award of Excelency 2020 Awarded Mubarek Mustofa Imam Source: Mustofa Imamብዝገብሮ ዘሎ ንጥፈታት ናይ 2020 "Victorian Multiultural Award of Excellency" ዝበሃል ዝተሸለመ መንእሰይ እዩ። ሙባረክ ናብ ኣውስትራሊያ ካብዝመጽእ ዉሑድ ዓመታት እንተገበረኳ ብዝገብሮ ዘሎ ፍጡን ንጥፈታት ኣብ ቪክቶሪያ ናብ ዝለዓለ ጽፍሒ ዝድይብ ዘሎ እዩ። ብዛዕባ ዘሎ ንጥፈታትን ንሽልማቱን ዝምልከት ኣዕሊሉ ኣሎ።
ብዝገብሮ ዘሎ ንጥፈታት ናይ 2020 "Victorian Multiultural Award of Excellency" ዝበሃል ዝተሸለመ መንእሰይ እዩ። ሙባረክ ናብ ኣውስትራሊያ ካብዝመጽእ ዉሑድ ዓመታት እንተገበረኳ ብዝገብሮ ዘሎ ፍጡን ንጥፈታት ኣብ ቪክቶሪያ ናብ ዝለዓለ ጽፍሒ ዝድይብ ዘሎ እዩ። ብዛዕባ ዘሎ ንጥፈታትን ንሽልማቱን ዝምልከት ኣዕሊሉ ኣሎ።