ዶ/ር መሓመድ ኬር ዑመር፡ ኣብዚ ቅሩብ እዋን "The Dynamics of An Unfinished African Dream፡ Eritrea: Ancient History to 1968" ትብል ሓዳስ መጽሓፍ ጽሒፉ ናብ ዕዳጋ ኣቕሪቡ ኣሎ። ብዛዕባታ መጽሓፍ ዝምልከት ሓፈሻዊ ታሪኽ ኤርትራ ክሳብ 1968 ምስ ጋዜጠኛ በየነ ሰመረ ኣብ ሬድዮ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣዕሊሉ ኣሎ፡ ኣብዚ ብምጥዋቕ ክትሰምዕዎ ትኽእሉ ኢኹም።
Share





