ኤርትራ ኣብዚ ሰሙን ብእምነቶም ተኣሲሮም ዝጸንሑ ኣስታት 30 ፈቲሓ፡ ካልኦት ተወሰኽቲ ኣመንቲ ድማ ኣሲራ።

SBS Tigrinya News

Source: Supplied

ዝሓለፈ ቕንያት ካብቶም ኣብዝተፈላልዩ ኣብያተ መእሰርቲ ካብ 2 ክሳብ 16 ዓመታት ተኣሲሮም ዝጸንሑ ድሕሪ ምፍታሖም፡ ኣብዚ ሰሙንዚውን ካል ኦት 30 ዝኾኑ ኣመንቲ ተፈቲሖም ኣለዉ። ብዘይካዚ ኣብ ደቀምሓረ ኣመንቲ ኣንስቲ ኣብዚ ሰሙን ተኣሲረን ከምዘለዋ፡ ነቶም እሱራት ብቐረባ ዝከታተሎም ሃኒባል ዳኒኤል ገሊጹ ኣሎ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now