Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ዝርከብ መዓስከራት ስደተኛታት እንታይ እዮም ጌሮም? (ጸብጻብ)

Source: SBS TV

“ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ዝርከብ መዓስከራት ስደተኛታት ኣትዩ ብዙሕ ንብረት ኣብሪሱን ራስዩን ደም ኣፍሲሱን ብዙሓት ስደተኛታት ናብ ኤርትራ ወሲዱን” ክብል ጋዜጣ ዘ ኒው ዮርክ ታይምስ ጸብጺቡኢትዮጵያን ሱዳንን ብዛዕባ ኣብ ዶብ ክሊኤን ሃገራት ተኸሲቱ ዘሎ ግጭት መግለጺ ኣውጺኤን።ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ ሃገሩ እናኸፍአ ብዝኸይድ ዘሎ ስቓይ ህዝቡ ዝስምዖ ዘሎ ቃንዛ ገሊጹ።ኣብ ኢትዮጵያ ዝፍጸም ዘሎ ዓሌታዊ መጥቃዕቲ ክምርመር ሕብረት ኣውሮጳ ጸዊዑ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ዝርከብ መዓስከራት ስደተኛታት እንታይ እዮም ጌሮም? (ጸብጻብ) 30/12/2020 10:05 ...
ቀ/ሚ ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክን ሲቪል መራሕቲን ኣብ ቀይዲ ኣትዮም (ካብ ዜና 25 ጥቅምቲ 2021) 25/10/2021 16:38 ...
ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ናብ ኤርትራ ዘቕንዓ መራኽብ ክዓጹ ኣባል ኮንግረስ ብራድሊ ጄምስ ሸርማን ንኮሚቴ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ሓቲቱ። (ካብ ኣርእስቲ ጸብጻብ) 25/10/2021 06:09 ...
ዓለም ምስ ኮሮና ቫይረስ ከመይ ወዓለት (25 ጥቅምቲ 2021) 25/10/2021 05:17 ...
ኢትዮጵያዊት ለተንሰንበት ግደይ ሓድሽ ክብረወሰን ፍርቂ ማራቶን ከተመዝግብ እንከላ ኤርትራዊ ዓወት ሃብተ ኣብ ጉያ እግሪ መሮር ተዓዊቱ 25/10/2021 11:13 ...
“ሎሚ፡ ህሉው ኩነታት ሱዳን ካብ ቀደም ዝኸፍአን ተኣፋፊን እዩ ዘሎ።” ጋዜጠኛ ብርሃን እስማዒል ጃብር 24/10/2021 15:09 ...
ብሩንዲ ክትከትብ ጀሚራ፡ ኤርትራን ሰሜን ኮርያን ጥራይ ክታበት ኮቪድ ዘይጀመራ ሃገራት ኮይነት። (ካብ ዕለታዊ ዜና) 21/10/2021 18:54 ...
"ሰራዊት ትግራይ ንወተሃደራዊ ስርሒታት ኣገደስቲ ዝኾና ክልተ ከተማታት ብምቁጽጻር ንደሴን ኮምበልቻን ኣብ ትሕቲ ናይ መድፍዕ ርሕቀት ኣእትዩወን'ሎ"ጌታቸው ረዳ 21/10/2021 05:38 ...
“ንሕና ኣብቲ ቅዋማዋቲን ፍትሓዊትን ኤርትራ ንኽትህሉ ምቅላስ ዝብል ኢና ከነተኩር ዘለና።” ዶ/ር ትኳቦ ተስፋሚካኤል 20/10/2021 14:32 ...
ኣብ ኣውስትራሊያ ነጻ ናይ ሕጊ ኣገልግሎት ብኸመይ ትረክብ፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 20/10/2021 12:32 ...
View More