ኣብዚ ዘተ፥ ዝተኸፍለ መስዋእቲ ራህዋ ካብዘየምጽአ፡ ብዛዕባኦም ዝግበር ኩሉ ንመሸቀጢ ፖለቲካ እምበር ትርጉም የብሉን ንዝብሉ፡ ብዛዕባ ስዉኣት ዝምልከት ናይ መትከልን ተግባርን ሓላፍ ዘላፍ ካብ ምንታይ እዩ፡ ስዉእ ዝብል ስም ዝወሃቦ ንመን እዩ? ህሉው ፖለቲካ ኤርትራን ካልእን
- ኣብዚ ዘተ፥
- ዝተኸፍለ መስዋእቲ ራህዋ ካብዘየምጽአ፡ ብዛዕባኦም ዝግበር ኩሉ ንመሸቀጢ ፖለቲካ እምበር ትርጉም የብሉን ንዝብሉ፡
- ብዛዕባ ስዉኣት ዝምልከት ናይ መትከልን ተግባርን ሓላፍ ዘላፍ ካብ ምንታይ እዩ፡
- ስዉእ ዝብል ስም ዝወሃቦ ንመን እዩ?
- ህሉው ፖለቲካ ኤርትራን ካልእን
Share






