“ኣብ ሓሽፈራይ ተኣሲሮም ዘለዎ ኣስታት 700 ደቂ ዃዜን ኣብ ሕማቕ ኩነታት ይርከቡ ኣለዉ።” ተወላዲ ዓዲ ሚካኤል እዮብ

SBS Tigrinya News

Source: Michael Eyon

ካብ ወርሒ ነሓሰ ናይዚ ዓመት ዓበይቲን ነ ኣሽቱን ደቂ ዓዲ ዃዜን ብሓይሊታት ጸጥታ ኤርትራ ተገፊፎም ከምተኣስሩ ተሃቢሩ ኔሩ፡ ኣብዚ ቕነ ካብቶም ተሪፎም ዘለዉ ደቂ ኣንስትዮን ዓበይቲን ናብቲ እቶም ተኣሲሮም ዘለዉ ናብ ሓሸፈራይ ተወሲዶም ደቂ ዓዶም ኣብ ሕማቕ ኩነታት ከምዝርከቡ፡ ገለ ገለ ድማ ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ምህላዎም፡ ተወላዲ ኳዜን ዝኾነ ሚካኤል እዮብ ገሊጹ ኣሎ። ኣብዚ ክትረኽብዎ ኢኹም።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now