Coming Up Mon 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

“ሎሚ ዝበዝሐ ህዝቢ ኤርትራ’ዩ ኣብ ጎኒ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ተሰሊፉ ዘሎ።” ኣወሃሃድቲ ሰላማዊ ሰልፊ

ብምኽንያት 14 ዓመት ማሕዩር ሳልሳይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ኣብ ዋሽንግተን ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊ ን ብኤርትራዊያን ነበርቲ ኣመሪካ ተጌሩ። ብዛዕባቲ ሰላማዊ ሰልፊ ካብ ኣወሃሃድቲ ንዲያቆን ዑቕበ ዘመደን ኣቶ ጸጋይ በርሀን ዝገበርናዮ ዝርርብ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
“ሎሚ ዝበዝሐ ህዝቢ ኤርትራ’ዩ ኣብ ጎኒ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ተሰሊፉ ዘሎ።” ኣወሃሃድቲ ሰላማዊ ሰልፊ 09/11/2019 13:39 ...
“ነቲ ናይ ኖበል ሽልማት ምስ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ቀረባ እዋን ተራኺብና ብሓንሳብ ክንጽምብሎ ተስፋ እገብር” ቀ.ሚ. ኣብይ ኣሕመድ። 12/12/2019 13:21 ...
ተጣባቒት ክሊማ ብረታ ታንበርግ ናይ Time Magazine ናይዚ ዓመት ዝበለጸት ሰብ ተባሂላ። 12/12/2019 06:19 ...
ኤርትራ ክሳብ 2024 ካብ 4-5% ቁጠባዊ ዕቤት እተመዝግበሉ ዕድል ከምዘሎ ተገሊጹ። (ካብ ጸብጻባት) 12/12/2019 06:54 ...
ኣብ ኣውስትራሊያ፡ ጃልባ ንምጅላብን ዓሳን ንምግፋፍን ፍቓድ ብኸመይ ይርከብ? (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 11/12/2019 08:58 ...
ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰል ምስ ዶ/ር ዳኒኤል ረዘነ መኮንን ኣብ SBS ትግርኛ 11/12/2019 54:08 ...
“ዶ/ር ኣብይ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጭፍጨፋን መከራን ክቕጽልዩ ሓጊዙ አምበር ሰላም ኣየምጽአን” ኣብ ኖርዋይ ካብ ዝርከቡ ኤርትራዊያን 11/12/2019 19:22 ...
ኤርትራዊ ስደተኛ ነበር ኤፍሬም ግደይ ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ መሮር መዳልያ ድሕሪ ምዕታሩ ሓበን ሃገሩ ኣየርላንድ ኮይኑ 09/12/2019 09:23 ...
ናይ ብሪጣንያ ቀዳማይ ሚኒስተር : መንግስቱ ኣብዝመጽእ ምርጫ እንተተዓዊቱ ቁጽሪ ስደተኛታት ከምዘጉድሎ ቃል ኣትዩ። (ካብ ዜናታት) 09/12/2019 13:21 ...
“ካብ ህወሓት ዝቐርብ ጻዊዒት ዕርቂ: ንዉጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ግምት ዘእተወ ጥራይ’ዩ ክኸውን ዘለዎ” ሰናይ ገ/መድህን 09/12/2019 14:55 ...
View More