Source: Mubarek Mustofa Imamእቲ ኣብ ዝቕጽል ሰሙን ንዝበዓል "ሃርሞኒ ደይ" ኣብዚ ሕብረ ብዙሕ ዝኾነ ማሕበረሰብ ቪክቶሪያ ዝተፈላለዩ ባህላዊን ስነጥበባዊ ፍርያት ናይ ዝተፈላለዩ ሃገራት ክንጸባረቑ እዮም። መንእሰይ ሙባረክ ሙስጦፋ ካብ ሁዩም ሲቲ ካውንስል ሓደ ካብ ኣተሓባበርቲ ናይቲ መደብ እዩ፡ ብዛዕባዚ ኣዕሊሉና ኣሎ።
እቲ ኣብ ዝቕጽል ሰሙን ንዝበዓል "ሃርሞኒ ደይ" ኣብዚ ሕብረ ብዙሕ ዝኾነ ማሕበረሰብ ቪክቶሪያ ዝተፈላለዩ ባህላዊን ስነጥበባዊ ፍርያት ናይ ዝተፈላለዩ ሃገራት ክንጸባረቑ እዮም። መንእሰይ ሙባረክ ሙስጦፋ ካብ ሁዩም ሲቲ ካውንስል ሓደ ካብ ኣተሓባበርቲ ናይቲ መደብ እዩ፡ ብዛዕባዚ ኣዕሊሉና ኣሎ።