SKIP TO MAIN CONTENT

danait

Danait book cover (Million)
Danait book cover (Million) Source: Danait book cover (Million)

በዓልቲ ታሪኽ ዳናይት ዘመንፈስ ትበሃል።ዘስደመም ታሪኻ ብወይኒ ኣብርሃ(ጓል ኣብርሃ ማንጁስ) ብስነ ጽሑፋዊ ኣገባብ ተተሪኹ ብመልክዕ መጽሓፍ ናብ ህዝቢ ቀሪቡ'ሎ። ዳናይት ንዝሓለፈቶ ዓቐብ ቁልቁል ህይወት ብኸመይ ከምዝጸሓፈቶ ንጸሓፊት ከም ኡውን ንበዓል ታሪኽ ባዕላ ዳናይት ኣዘራሪቡ ብዛዕባታ መጽሓፍ ርእይቶኦም ዝለገሱ ወሲኹ ዝተወሃሃደ መደብዩ ነዚ መደብ ንምስማዕ ኣብዚ ጠዉቑ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

በዓልቲ ታሪኽ ዳናይት ዘመንፈስ ትበሃል።ዘስደመም ታሪኻ ብወይኒ ኣብርሃ(ጓል ኣብርሃ ማንጁስ) ብስነ ጽሑፋዊ ኣገባብ ተተሪኹ ብመልክዕ መጽሓፍ ናብ ህዝቢ ቀሪቡ'ሎ። ዳናይት ንዝሓለፈቶ ዓቐብ ቁልቁል ህይወት ብኸመይ ከምዝጸሓፈቶ ንጸሓፊት ከም ኡውን ንበዓል ታሪኽ ባዕላ ዳናይት ኣዘራሪቡ ብዛዕባታ መጽሓፍ ርእይቶኦም ዝለገሱ ወሲኹ ዝተወሃሃደ መደብዩ ነዚ መደብ ንምስማዕ ኣብዚ ጠዉቑ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Listen to our podcasts

Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now