SKIP TO MAIN CONTENT

Afriican news

Eritrean and Rusian foreign afairs and Somalian refugees
Eritrean and Rusian foreign afairs and Somalian refugees Source: Eritrean and Rusian foreign afairs and Somalian refugees

ራሻ ኣብ ኣፍሪቃ ዘሎ ጸገማት ክትፈትሕ ድልውቲ ምዃና ሚኒስተር ወጻኢ ራሻ ንሚኒስተር ወጻኢ ኤርትራ ገሊጽሉ። ካብ ውትህድርና ናይ ኤርትራ ምህዳም ብቘዕ ምኽንያት መውሃቢ ዑቕባ ኣይከውንንዩ ብምባል ሓደ ናይ እስራኤል ቤት ፍርዲ ወሲኑ። ካብ ኬንያ ናብ ኣመሪካ ዝተበገሱ ኣሻሓት ስደተኛታት ብሰንክ ፍሉይ ትእዛዝ ዶናልድ ትራምፕ መገሻኦም ተሰሪዙ፡ ናይ ጫድ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቦ ወምበር ኮሚሺን ሕብረት ኣፍሪቃ ኮይኑ ተመሪጹ፡፣

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ራሻ ኣብ ኣፍሪቃ ዘሎ ጸገማት ክትፈትሕ ድልውቲ ምዃና ሚኒስተር ወጻኢ ራሻ ንሚኒስተር ወጻኢ ኤርትራ ገሊጽሉ። ካብ ውትህድርና ናይ ኤርትራ ምህዳም ብቘዕ ምኽንያት መውሃቢ ዑቕባ ኣይከውንንዩ ብምባል ሓደ ናይ እስራኤል ቤት ፍርዲ ወሲኑ። ካብ ኬንያ ናብ ኣመሪካ ዝተበገሱ ኣሻሓት ስደተኛታት ብሰንክ ፍሉይ ትእዛዝ ዶናልድ ትራምፕ መገሻኦም ተሰሪዙ፡ ናይ ጫድ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቦ ወምበር ኮሚሺን ሕብረት ኣፍሪቃ ኮይኑ ተመሪጹ፡፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Listen to our podcasts

Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now