Watch FIFA World Cup 2026™ LIVE, FREE and EXCLUSIVE

Current Afairs 2

RSF

RSF Source: RSF

ኣብ ገማግም ኒል ናይ ሰሜናዊ ዞባ ሱዳን፡ ብ ኣሻሓት ዝቑጸሩ ሰራዊት ሓይሊታት ፈጣናት ረዲኤት ወይ RSF ከምተራእዩ ጋዜጣታት ሱዳን ብሰፊሑ ጸብጺበን። እዚ ናይ RSF ሓይሊ ምዕቡል፡ ሓዲሽ መልክዕ ጃንጃዊድ ኮይኑ ኣብ እዋን ኩናትን ህልቂትን ዳርፉር ቀንዲ ተዋሳኢ ሽብር እዩ ነይሩ። እዚ ኣብ ሱዳን ንምህዳን ስደተኛታት ኤርትራዊያን ተፈጢሩ ዘሎ ሓይሊ ፕረሲደንት ኣልበሺር ብቐጥታ ዝእዝዞ ኮይኑ፡ ባጀቱ ካብ ኣገልግሎት ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ሱዳን እዩ፡ ሱዳን ነነዚ ሓደገኛ ሓይሊ ኣሰልጢና ንኸተውፍሮም እንታይ ንምኽሳብን ንመን ንምሕጓስን እዩ? ናይዚ ሰሙን ዛዕባና ኮይኑ ቀሪቡ ኣሎ። ኣዳላዊ በየነ ሰመረ



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Listen to our podcasts

Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now