Federal Treasurer Jim Chalmers , Wednesday, July 29, 2026. (AAP Image/Darren England) NO ARCHIVING Source: AAP / DARREN ENGLAND/AAPIMAGEመጠን ዝቕባበ ኣውስትራሊያ ኣንቈልቊሉ እዩ ዘሎ: እንተዀነ ግን ጸቕጥታት ክብሪ ዋጋ ገና ልዑል እዩ ዘሎ ። እዚ ኣሃዛት እዚ ሓድሽ ዝመጸ ናይ ሪሰርቭ ባንክ መጽናዕቲ ከም ዝሕብሮ ብዙሓት ኣውስትራሊያዊያን ወለድ ስለምንታይ ከም ዝውስኽ ወይ ነቲ መጠን ዝቕባበ ብኸመይ ከም ዝወርድ ከምዘይርድ ኦም ኣብ ዝተፈልጠሉ እዋን እዩ።
Published
By Hannah Hodson, Allan Lee
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
መጠን ዝቕባበ ኣውስትራሊያ ኣንቈልቊሉ እዩ ዘሎ: እንተዀነ ግን ጸቕጥታት ክብሪ ዋጋ ገና ልዑል እዩ ዘሎ ። እዚ ኣሃዛት እዚ ሓድሽ ዝመጸ ናይ ሪሰርቭ ባንክ መጽናዕቲ ከም ዝሕብሮ ብዙሓት ኣውስትራሊያዊያን ወለድ ስለምንታይ ከም ዝውስኽ ወይ ነቲ መጠን ዝቕባበ ብኸመይ ከም ዝወርድ ከምዘይርድ ኦም ኣብ ዝተፈልጠሉ እዋን እዩ።
Check out our podcast collection here