SKIP TO MAIN CONTENT

Current afairs 3

Ethiopians protesting against government in Melbourne
Source: SBS

ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣንጻር መንግስቲ ኢህወደግ ዝቐንዐ ፖለቲካዊ ተቓውሞ ኪለዓል ሓድሽ ተርእዮ እኳ እንተዘይኮነ፡ ነቲ ናይ ሕጂ ተቓውሞታት ህዝብታት; ካብ ናይ ቅድሚ ሕጂ ፍልይ ዜብሎ ነገራት ኣሎ። እዚ ድማ፡ ሓፈሻዊ ሕቶ ዴሞክራሲ ጥራይ ዘይኮነ፡ ብሄራዊ መልክዕ ዝሓዘ፡ ብስፍሓቱ ድማ ፍልይ ዝበለ ብምዃኑ፡ ኣብታ ሃገር ዜስግእ ኩነታት ዲዩ ክፈጥር? እዚ ኣብዚ ብኣማኔኤል ኤልያስ ቀሪቡ ዘሎ ሰፊሕ ትንታነ ብዛዕባ ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ዝቐረበ ዛዕባ ሎሚ መልሲ ንምርካብ ንስመዓዮ።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣንጻር መንግስቲ ኢህወደግ ዝቐንዐ ፖለቲካዊ ተቓውሞ ኪለዓል ሓድሽ ተርእዮ እኳ እንተዘይኮነ፡ ነቲ ናይ ሕጂ ተቓውሞታት ህዝብታት; ካብ ናይ ቅድሚ ሕጂ ፍልይ ዜብሎ ነገራት ኣሎ። እዚ ድማ፡ ሓፈሻዊ ሕቶ ዴሞክራሲ ጥራይ ዘይኮነ፡ ብሄራዊ መልክዕ ዝሓዘ፡ ብስፍሓቱ ድማ ፍልይ ዝበለ ብምዃኑ፡ ኣብታ ሃገር ዜስግእ ኩነታት ዲዩ ክፈጥር? እዚ ኣብዚ ብኣማኔኤል ኤልያስ ቀሪቡ ዘሎ ሰፊሕ ትንታነ ብዛዕባ ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ዝቐረበ ዛዕባ ሎሚ መልሲ ንምርካብ ንስመዓዮ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Listen to our podcasts

Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now