SKIP TO MAIN CONTENT

Afric

Heads of State at the 27th African Union Summit in Kigali, Rwanda (Getty Images)
Heads of State at the 27th African Union Summit in Kigali, Rwanda (Getty Images) Source: Heads of State at the 27th African Union Summit in Kigali, Rwanda (Getty Images)

ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ ዝነበረ ሰላማዊ ሰልፊ ዝሰዓበ ግጭት ብዉሑዱ 10 ሰባት ከምተቐትሉ ካብቲ ከባቢ ዝተረክበ ምንጪ ገሊጹ። ኣብ ርዋንዳ ዝተገብረ መበል 27 ዓመታዊ ኣኼባ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝ ዓበየ ኣጀንዳኡ እቲ ኣብ ደቡብ ሱዳን ከምብሓዲሽ ተባሪዑ ዘሎ ግጭት እዩ ኮይኑ። ሕብረት ኣግሪቃ ሓደ ናይ ሓባር ፓስፖርት፡ ነጻ ንግዲ ኣብ መላእ እታ ኣህጉር ክህሉ መደብ ከምዘሎ ተገሊጹ፡ እዚ መደብ ነቲ ኣፍሪቃ ናብ ሃድነት ዝመርሕ ተስፋ ኣዕቢዩ ከምዘሎ ተገሊጹ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ ዝነበረ ሰላማዊ ሰልፊ ዝሰዓበ ግጭት ብዉሑዱ 10 ሰባት ከምተቐትሉ ካብቲ ከባቢ ዝተረክበ ምንጪ ገሊጹ። ኣብ ርዋንዳ ዝተገብረ መበል 27 ዓመታዊ ኣኼባ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝ ዓበየ ኣጀንዳኡ እቲ ኣብ ደቡብ ሱዳን ከምብሓዲሽ ተባሪዑ ዘሎ ግጭት እዩ ኮይኑ። ሕብረት ኣግሪቃ ሓደ ናይ ሓባር ፓስፖርት፡ ነጻ ንግዲ ኣብ መላእ እታ ኣህጉር ክህሉ መደብ ከምዘሎ ተገሊጹ፡ እዚ መደብ ነቲ ኣፍሪቃ ናብ ሃድነት ዝመርሕ ተስፋ ኣዕቢዩ ከምዘሎ ተገሊጹ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Listen to our podcasts

Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now